Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ

Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ

  • 8.3 MB

    Размер файла

  • Android 8.0+

    Android OS

Oписание Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ

Тигриньи слова Тигринья культура Пословица Тигринские высказывания Эритрея Эфиопия

ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ ምስላታት ትግርኛ

ምስላ ጭቡጥን ዘይተሓላለኸን ቃለ-መግለጺ ኮይኑ ፣ ብመብዛሕቲኡ ሰብ ፍሉጥን ዝደጋገምን ኢዩ። ምስላ ድማ ንሓቂ ኣብ እንዶ ወይ ሕሉፍ ተምክሮ ምርኩስ ብምግባር ይገልጾ። ምስላታት ካብ ናብ ባህልታትን ሕብረተሰባትን ዝለቃቃሕ ከኸውን እንከሎ ፣ ግን ነፍሲወከፍ ፍሉይ ዝኾነ ምስላታት ዝሓዘ ኢዩ። ምስላ ክበሃል እንከሎ ናይ ብሓቂ ክትገልጾ ኣሸጋሪ ተባሂሉ ክግለጽ ይከኣል “ሓጺር ምሉእ ሓሳባት ኮይኑ ጌይሩ ዝፍለጥን ኣብ ገለ ዝህልዎን ኢዩ።

ማዕዳ ፣ ናይ ልቦና ፍረ ነገር ፣ ብሄራዊ ሞራልን ባህላዊ ኣጠማምታን ዘተጠቃለለ ኮይኑ ፣ ኣብቲ ሕብረተሰብ ብዝፍለጥ ክዝከር ብዝኽእልን ውስጠዛዊ ድማ ይግለጽ ”። ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ድማ ይሰጋገር። ምፍታሕ ምስላ መብዛሕቲኡ ግዜ ክብድ ዝበለ ኮይኑ ግን ነቲ ተገሊጹ ዘሎ ተረዲእካ ክትፈትሖ ዝቀለለ ይኸውን። ምስላታት መብዛሕቲኡ ግዜ ብእኹላት ሰባት ዝዝውተር ኮይኑ ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ንጥቀመሎም።

ኣብ ናይ መዓልታዊ ዝርርብ ፣ ኣብ ስነ ጽሑፍ ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ጥበብ ስራሓትን ይዝውተሩ። ምስላታት ካብ ብዙሕ ነገራት ክንረኽቦን ከነጽንዕን ንኽእል። ኣብ ገዛ ፣ ትምህርቲ ፣ መራኸቢ ብዙሃን ካልኦትን ድማ ክንረኽቦ ንኽእል።

Ещё

Что нового в последней версии 4.55

Last updated on 2024-09-12
Minor bug fixes
Ещё

Видео и Скриншоты

  • Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ постер
  • Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ скриншот 1
  • Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ скриншот 2
  • Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ скриншот 3
  • Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ скриншот 4
  • Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ скриншот 5
  • Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ скриншот 6
  • Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ скриншот 7

Информация Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ APK

Последняя Версия
4.55
Категория
Развлечения
Android OS
Android 8.0+
Размер файла
8.3 MB
Разработчик
Afromium Digital Solutions
Available on
Безопасная и Быстрая Загрузка APK на APKPure
APKPure позволяет легко и безопасно загружать Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ APK с проверкой подписи.
APKPure иконка

Супер Быстрая и Безопасная Загрузка через Приложение APKPure

Один клик для установки XAPK/APK файлов на Android!

Скачать APKPure
thank icon
We use cookies and other technologies on this website to enhance your user experience.
By clicking any link on this page you are giving your consent to our Privacy Policy and Cookies Policy.
Learn More about Policies