ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት
Over ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት
ምኽርታት ካብ ስደተኛታት ናብ ስደተኛታት In Tigrigna Tigrinya
ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት
ናይ ወዲ ሰብ ታሪኽ ብሰንኪ ዝተፈላለዩ ምኽንያታት ዝመጹ ወለንታዊን ዘይወለንታውን ምንቅስቃሳት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝሓዘ ኢዩ. ንኣዳምን ሄዋንን ምርኩስ እንተገይርካ, ናይ ወዲ ሰብ ስደት ካብ ኤደን ናብ ምድሪ ኢዩ ጀሚሩ. ስነ-ጥንቲ ከም ዝሕብሮ ስደት ብምንቅስቃስ ናይ ሆሞኢረክተስ ካብ ኣፍሪቃ ኢዩ ጀሚሩ. ሰባት ከም ብውልቂ, ብስድራ ወይ ድማ ብመልክዕ ዓበይቲ ጉጅለታት ክንቀሳቀሱ ይኽእሉ ኢዮም. ስደት ኣካል ታሪኽ ናይ ዝኾነት ሃገርራብ ዓለም ኢዩ. ደቂሰባት ብሰንኪ ብዙሕ ምኽንያት ይስደዱ ከምኒ ጥሜት, ባህርያዊ ሓደጋ, ኩናት, ድኽነት, ኩነታት ኣየር, ዳህሳስ, ወዘተ ዝኣመሰሉ.
ብሰንኩ ብዙሕ ምኽንያት ናብ ኤውሮጳ መጺእካ ኣሎኻ. ናብዚ ዘሎኻዮ ንኽትበጽሕ ብዙሕ ተሳቂኻን ብብዙሕ ናይ ህይወት ብድሆታት ሓልፍካን ኢኻ. ናብዚ ምእታው መጀመርታ ኢዩ. ሕጂ ኣብ ሓድሽ ሃገር ኢኻ ዘሎኻ, ዝተፈልየ ባህሊ, ቋንቋ, ሕብረተሰብ, መብዛሕቲኦም ነገራት ከኣ ንዓኻ ሓደሽቲ ኢዮም. ክትመሃርን ናብቲ ኣከባቢ ክትለማመድን ቅሩብ ክትከውን ኣሎካ. ንብሩህ መጻኢ ክትውስንን ክትሰርሕን ኣሎካ.
እዚ ሰነድ እዚ ግብራዊ ዝኾኑ ናይ ህይወት ምኽርን ማዕዳን ንኣብ ኤውሮጳ ዝኣተዉ ስደተኛታት ዝተዳለወ ኢዩ. ዝኾነ ሓድሽ ስደተኛ, ሓታት ዑቕባ, ወይ እውን ንነዊሕ እዋን ዝተቀመጠ ስደተኛ ተረባሓይ ናይዚ ሰነድ ክኸውን ኢዩ. እቲ ምኽርታትን ማዕዳን ካብ ናይ ህይወት ተመክሮ ናቶም ቅድመኹም ዝኣተው ስደተኛታት ዝተኣከበ ኢዩ. ግዜ, ጸዓት ከምኡ እውን ገንዘብ ክትቁጥቡ ዘኽእለኩም ጠቃሚ ሓበሬታ ካብዚ ሰነድ ክትረኽቡ ኢኹም. ገለ መምርሕን ኣንፈታትን ክህበኩም ኢዩ.
Tigrinya Tigrigna Eritrea
እዚ ምኽርታት ካብ ኣብ መላእ ኤውሮጳ ናይ ዝቕመጡ ስደተኛታት ተመክሮ ተወሲዱ ዝተዳለወ ኢዩ, እዚ ሰነድ ብምዕራፋት ዝተኸፍለ ኮይኑ ንሶም ድማ ባህላዊ ጉዳያት, ከመይ ኢልካ ትወሃሃድ, ከመይ ኢልካ ናብቲ ሓድሽ ባህሊ ትወሃሃድ, ምምሃር ቋንቋ, ግዜ, ገንዘብን ፋይናንስን, መጠንቀቕታ, ሓበሬታ, ምድላይ ስራሕ, ዝተጻሕፉን ዘይተጻሕፉን ናይ ሕብረተሰብ ስርዓታትን ሕግታት ከምኡ እዋን ካልኦት ኣርእስታትን ዝሓዘ ኢዩ.
Deutsch German Europa
ኣብዚ ዝመጻእኩሞ ሃገር ህይወትኩም ምቹእን ዕላማ ዘሎዎን ንኽኸውን እዚ ኣብዚ ሰነድ ዘሎ ሓበሬታ ክሕግዘኩም ተስፋ ንገብር. ዝኾነ ርእይቶ እንተልይኩም ብኽብረትኩም በቲ ኢመይልና ስደዱልና.
What's new in the latest 2.0
ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት APK -informatie
Oude versies van ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት
ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት 2.0
ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት 1.5
ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት 1.2
Supersnel en veilig downloaden via de APKPure-app
Eén klik om XAPK/APK-bestanden op Android te installeren!